ወያነ እንስሳት

ወያነ እንስሳት ናይ ጆርጅ ኦርዌል Animal Farm ዝብል ናይ ፖለቲካዊ ኣሽሙር መፅሓፍ ብትግርኛ ተተርጒሙ ዝቐረበ እዩ።
Twinsoft Technologies PLC
Download ወያነ እንስሳት APK
Rating 4
Category Books&Reference
Package name com.twinsoftplc.weyaneenssat
Downloads 5+
ወያነ እንስሳት Description
ወያነ እንስሳት ናይ ኦርዌል ‘ኣኒማል ፋርም’ ዝብል መፅሓፍ ብትግርኛ
ዝተውሃቦ ስያመ እዩ።

እዚ ስያመ ዝተሓረየሉ ቀንዲ ምኽንያት ትሕዝቶ እቲ መፅሓፍ ኣጉሊሁ ዘርእይን ን“ኣኒማል ፋርም” “ሕርሻ እንስሳት” ካብ ዝብል ቀጥታዊ ፍታሕ “ወያነ እንስሳት” ዝብል ዝበለፀ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ንዝኾኑ
ኣንበብቲ ትርጉም ኣለዎ ብምባል ስለዝኣመንኩሉ እዩ።

ወያነ እንስሳት ፤ ጆርጅ ኦርዌል ኣብ ናይ ሩስያ ዓመፅ ዝተዓዘቦን እቲ ዓመፅ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስዐቦ ናይ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ፀገም ኣሽሙራዊ (ሳቲሪካል) ብዝኾነ ኣቀራርባ ዘቃለዐሉ ስራሕ እዩ። ናይ ወያነ እንስሳት ጭብጢ ፤ ብናይ ወድሰብ ጨቋኒ ምሕደራ ዘምረሩ እንስሳት ካብ ጥሜት ፣ ድኽነት ፣ ብዝበዛ ፣ ኢ-እንስሳዊ ምሕደራ ሓራ ንምውፃእን ባዕሎም ንባዕሎም ንምምሕዳርን ኣብ ልዕሊ ገዛእቶም ዓመፅ ምልዓሎምን መሰረታዊ ለውጢ ምግባሮምን ጥራይ ዘይኮነስ ፤ እቲ ዓመፅ ኣብ ህይወቶም ዘስዐቦ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ለውጢ ‘ዉን ትእምርታዊ (ሲምቦሊክ) ብዝኾኑ ገፀ-ባህርያት ናይ ታሪኽ ፍፃመ ኣዋዲዱ ሓተታ ዝገብር እዩ።

ወያነ እንስሳት ዕምቆትን ብስለትን ዘለዎ ፣ ኣመራማሪን ንሕልና ዝሙጉትን መፅሓፍ ብምዃኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ሕ/ሰብ ሳይንስ ፣ ፖለቲካን ስነ-ፅሑፍን ምሁራት ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉን ኣብ ምቕራብ ዝርከብሉን ብሉፅ መፅሓፍ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ሞንጎ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝርከቡ ምሁራት ቋንቋን ስነ-ፅሑፍን ብወያነ እንስሳት ኣቢሎም ዘቕረብዎ መመረቒ ፅሑፍ (ቴሲስ) ናይ ፒኤች ዲ (ዶክትሬት ኦፍ ፊሎዞፊ) ዲግሪ ረኺቦም እዮም።

Open up
Download APK for Android
Currently, ወያነ እንስሳት APK download is not available. Please proceed to download from the Google Play Store.
Google Play
Get from Play Store
1. Click "Get from Play Store
2. Download ወያነ እንስሳት from the Play Store
3. Launch and enjoy ወያነ እንስሳት
ወያነ እንስሳት APK FAQ

Is ወያነ እንስሳት safe for my device?

Open up

What is an XAPK file, and what should I do if the ወያነ እንስሳት I downloaded is an XAPK file?

Open up

Can I play ወያነ እንስሳት on my computer?

Open up